መምርሕታት
ብጣዕሚ ፅቡቅ. ሕጂ ምስ ዝተፈላለዩ ባእታታት ናይቲ ጸወታ ስለ ዝፋለጥካ፡ ኣብ ምሉእ ኣብነት ናይቲ ጸወታ ክትለማመድ ትኽእል ኢኻ።
ጽማቕ ዕላማታት:
- ከዋኽብቲ ኣኪብካ - ንነፍሲ ወከፎም 30 ነጥቢ ክትረክብ ኢኻ።
- ካብ ኣኻውሕ ርሓቕ - ነፍሲ ወከፍ ምግጫው 100 ነጥቢ ክኸፍለካ እዩ።
- ኣኻውሕ ኣጥፍእ – ንነፍሲ ወከፍ ዝዓነወ ከውሒ፡ 30 ነጥቢ ክትረክብ ኢኻ።
- ነታ መርከብ ጠፈር ነዳዲ ምልኣያ - ኣብ ነፍሲ ወከፍ ኣብ ግዚኡ ነዳዲ ኣብ እትመልኣሉ እዋን (እቲ መዐቀኒ ኣብቲ ቀይሕ ክፍሊ ጥራይ ምስ ዝኸውን)፡ 300 ነጥቢ ክትረክብ ኢኻ።
ቁልፊ መዘኻኸሪ:
- ፍላጻታት – ነታ መርከብ ጠፈር ንምንቅስቓስ።
- F – ሚሳይላት ንምትኳስ።
- C – ንመዐቀኒ ነዳዲ ንምርኣይ።
- ስፔስ ባር – ነዳዲ ንምምላእ።
ሕጂ ምሉእ ናይ ልምምድ ክትገብር ትኽእል ኢኻ።
ነቲ ልምምድ ንምጅማር "Start" ንጽቀጥ።
ጀምር