መምርሕታት
ብጣዕሚ ፅቡቅ! ቀጺሉ፡ መርከብ ጠፈርካ እውን ነዳዲ ከድልያ እዩ።
ነቲ መዐቀኒ ነዳዲ "C" ዝብል መፍትሕ ብምጽቃጥ ከተርእዮ ትኽእል ኢኻ።
እቲ መዐቀኒ ነዳዲ ኣብቲ ቀይሕ ክፍሊ ምስ በጽሐ፡ ኣብ ቁልፊ ሰሌዳኻ ዘሎ ስፔስ ባር ብምጽቃጥ ንመርከብ ጠፈርካ ነዳዲ ክትመልእ ትኽእል ኢኻ። ኣብ ትኽክለኛ ግዜ ነዳዲ እንተመሊእካሉ 300 ነጥቢ ክትረክብ ኢኻ።
ነዳዲ ምምላእ እንተረሲዕካዮ እቲ መዐቀኒ ነዳዲ ብኣውቶማቲክ ዳግማይ ክመልእ እዩ ግን ዝኾነ ነጥቢ ኣይክትረክብን ኢኻ።
ምስ ደረጃ ነዳዲ ናይታ መርከብ ጠፈርካ ንኽትላለ "Start" ንጽቀጥ።
ጀምር